Music Video

Eti Fqreyn Fqrkn (Eritrean Music)
Watch {trackName} music video by {artistName}

Featured In

Credits

PERFORMING ARTISTS
Jemal Romodan
Jemal Romodan
Performer
COMPOSITION & LYRICS
Jemal Romodan
Jemal Romodan
Arranger
PRODUCTION & ENGINEERING
Jemal Romodan
Jemal Romodan
Producer

Lyrics

እቲ ፍቕረይን ፍቕርኽን ምም ሓፍተይ ማዕረ ማዕረ ይኹን እቲ ፍቕረይን ፍቕርኽን ምም ሓፍተይ ማዕረ ማዕረ ይኹን ካብ ምሽቓል ካብ ምሽቓል ኣነ ውን ክድሕን ካብ ምሽቓል ካብ ምሽቓል ኣነ ውን ክድሕን እቲ ፍቕረይን ፍቕርኽን ምም ሓፍተይ ማዕረ ማዕረ ይኹን እቲ ፍቕረይን ፍቕርኽን ምም ሓፍተይ ማዕረ ማዕረ ይኹን ካብ ምሽቓል ካብ ምሽቓል ኣነ ውን ክድሕን ካብ ምሽቓል ካብ ምሽቓል ኣነ ውን ክድሕን ልበይ ተመሲጠ ፍቕርኺ ኣሕዲረ ብዘይ ገለ ስግኣት ንዓኺ ኣፍቂረ ወላ ኣይጥዓመንን እቲ ናትኪ ወረ ንዒ ህድእ በሊ ፍቕርና እማዓራረ ናይ ገዳም ርግቢት ዝመስል ዓይንኺ ከም ዓቢ በዓል'ውን ዘይድፈር ግርማኺ ኣነ ኸመይ ጌረ ኽገድፍ ንዓኺ ትጉሽተተይ በሊ ሕሰቢ ባዕልኺ ኣሆ... ይ ሰኣን እርንብ ምባል ነገር ገፈሐ ሰኣን ስግር ምባል ውሕጅ'ውን በዘሐ ዝበሃል ምስላ ኽነግረኪ ዶርጊሐ ስለ ዝፈትወኪ ቂመይ እንከይሰፍሐ እቲ ፍቕረይን ፍቕርኽን ምም ሓፍተይ ማዕረ ማዕረ ይኹን እቲ ፍቕረይን ፍቕርኽን ምም ሓፍተይ ማዕረ ማዕረ ይኹን ካብ ምሽቓል ካብ ምሽቓል ኣነ ውን ክድሕን ካብ ምሽቓል ካብ ምሽቓል ኣነ ውን ክድሕን እቲ ፍቕረይን ፍቕርኽን ምም ሓፍተይ ማዕረ ማዕረ ይኹን እቲ ፍቕረይን ፍቕርኽን ምም ሓፍተይ ማዕረ ማዕረ ይኹን ካብ ምሽቓል ካብ ምሽቓል ኣነ ውን ክድሕን ካብ ምሽቓል ካብ ምሽቓል ኣነ ውን ክድሕን ን ጓል ከም ዝባሃል ብዙሓት ደለይታ ግና ሓደ እዩ ውሱን በዓል ቤታ ኣጽኒዕኪ ሓዝኒ ሓዚ ሓደ ቦታ ክፋእኪ ኣይደልን ደሓር መወዳእታ ንእስነት ሓላፋይ መልክዕ ተደምሳሳይ ጉብዝና እንተኾነ ከም ቆጽሊ ሓራራይ እዚ ተገንዚብኪ ፍቕረይ በሊ ሕራይ ሓንሳብ ተፋቒርካ ዘርጊ ምፍልላይ ኣሆ... ይ ሰኣን እርንብ ምባል ነገር ገፈሐ ሰኣን ስግር ምባል ውሕጅ'ውን በዘሐ ዝበሃል ምስላ ኽነግረኪ ዶርጊሐ ስለ ዝፈትወኪ ቂመይ እንከይሰፍሐ እቲ ፍቕረይን ፍቕርኽን ምም ሓፍተይ ማዕረ ማዕረ ይኹን እቲ ፍቕረይን ፍቕርኽን ምም ሓፍተይ ማዕረ ማዕረ ይኹን ካብ ምሽቓል ካብ ምሽቓል ኣነ ውን ክድሕን ካብ ምሽቓል ካብ ምሽቓል ኣነ ውን ክድሕን እቲ ፍቕረይን ፍቕርኽን ምም ሓፍተይ ማዕረ ማዕረ ይኹን እቲ ፍቕረይን ፍቕርኽን ምም ሓፍተይ ማዕረ ማዕረ ይኹን ካብ ምሽቓል ካብ ምሽቓል ኣነ ውን ክድሕን ካብ ምሽቓል ካብ ምሽቓል ኣነ ውን ክድሕን ልበይ ተመሲጠ ፍቕርኺ ኣሕዲረ ብዘይ ገለ ስግኣት ንዓኺ ኣፍቂረ ወላ ኣይጥዓመንን እቲ ናትኪ ወረ ንዒ ህድእ በሊ ፍቕርና እማዓራረ ናይ ገዳም ርግቢት ዝመስል ዓይንኺ ከም ዓቢ በዓል'ውን ዘይድፈር ግርማኺ ኣነ ኸመይ ጌረ ኽገድፍ ንዓኺ ትጉሽተተይ በሊ ሕሰቢ ባዕልኺ ኣሆ... ይ ሰኣን እርንብ ምባል ነገር ገፈሐ ሰኣን ስግር ምባል ውሕጅ'ውን በዘሐ ዝበሃል ምስላ ኽነግረኪ ዶርጊሐ ስለ ዝፈትወኪ ቂመይ እንከይሰፍሐ ፍቕረይ ተገንዚብኪ ሓዝኒ ኣጽኒዕኪ ንእስነት ሓላፋይ መልክዕ ተደምሳሳይ ስለዚ 'ቲ ፍቕረይ ፍቕረይ በሊ ሕራይ ስለ ዝፈትወኪ ኣይደልን ክፋእኪ ፍቕረይ ተገንዚብኪ ሓዝኒ ኣጽኒዕኪ ንእስነት ሓላፋይ መልክዕ ተደምሳሳይ ስለዚ 'ቲ ፍቕረይ ፍቕረይ በሊ ሕራይ ስለ ዝፈትወኪ ኣይደልን ክፋእኪ
Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out