Lyrics

ማክዳይ ምስ በልኩኺ መዓስ ተመሊሰ እስእሎ [?] ኾይነ እንታይ'ዶ ኣቢሰ እንሽኣላህ በልኒ ምስ ላዛኺ ምስ ላዛኺየ ህይወተይ ሓንዘዘ ኣሃሃ ሃሃሃ ሃ... ኣሃ ኣሃሃ ሃሃሃ ብርሃን ልበይ ኢኺ ንመዋእል ዘይትሃሲ ለምለም ሰቲ ሩባ ዘልኣለም ዘይትበርሲ ተፈታዊት ተኽሊ ናይ ኣቑርደት ዕባይ ፍሽኽታዩ ልግስኺ ሎሚ ግዳ ሓሪሙ ኣጥዕሚ'ባ ደሃይ ፍሽኽታዩ ልግስኺ ሎሚ ግዳ ሓሪሙ ኣጥዕሚ'ባ ደሃይ ጏና ኣይትግበርኒ ሓላፊ መንገዲ ምሳይ ዘይነበርክን ኣብ በረኻ ኣብ ዓዲ ተሰነይ ምስክር ትንገር ዓሊግድር ዓይኑ እብራህ ዝረኣያ ማክዳ በሉለይ ክብል ኣብ ስቅያት ክሓድር ዓይኑ እብራህ ዝረኣያ ማክዳ በሉለይ ክብል ኣብ ስቅያት ክሓድር ብሕሱም ናፍቖት ተቖሪነ ርሑቕ ክዕዘር እንታይ ጌረ ንበይነይ ጠንጢንክኒ ሰላም ከይነብር ዘፍቀረ እፍረድ ጨኪንኪ ነውሪ'ዩ ከምዚ ነይግበር ዘፍቀረ እፍረድ ጨኪንኪ ነውሪ'ዩ ከምዚ ነይግበር ብሕሱም ናፍቖት ተቖሪነ ርሑቕ ክዕዘር እንታይ ጌረ ንበይነይ ጠንጢንክኒ ሰላም ከይነብር ዘፍቀረ እፍረድ ጨኪንኪ ነውሪ'ዩ ከምዚ ነይግበር ዘፍቀረ እፍረድ ጨኪንኪ ነውሪ'ዩ ከምዚ ነይግበር ድድይ ድድይ ዲዲዲ ዲዲ ማክዳይ ምስ በልኩኺ መዓስ ተመሊሰ እስእሎ [?] ኾይነ እንታይ'ዶ ኣቢሰ እንሽኣላህ በልኒ ምስ ላዛኺ ምስ ላዛኺየ ህይወተይ ሓንዘዘ ፍኖት ባይገይ ኢኺ ልዒልኪ ትሕረዪ በሃጊኺ ብዙሕ ምፍላጥኪ ግን ስቓይ ኣብ ጎላጉል ሳዋ ዝተተኽለ ፍቕሪ ምሒልና ኸነብቅዕ ልብና ሓደ ኔሩ ምዉቕ ዕላል ዘክሪ ምሒልና ኸነብቅዕ ልብና ሓደ ኔሩ ምዉቕ ዕላል ዘክሪ ልበይ እንታይ ጌሩ ፍቕሪ ዝለመደ ኣብ ዝኸድክዮ ነጢቡ ኣሚነኪ ሰጊደ ብልቱግ ናይ ሃይኮታ ሩባ ጋሽ ይዛረብ ሓሸንኪት ኣብ ጽላሉ ዕላልኪ ናፊቐዮ እግረይ ከይዱ ነይርብርብ ሓሸንኪት ኣብ ጽላሉ ዕላልኪ ናፊቐዮ እግረይ ከይዱ ነይርብርብ ብሕሱም ናፍቖት ተቖሪነ ርሑቕ ክዕዘር እንታይ ጌረ ንበይነይ ጠንጢንክኒ ሰላም ከይነብር ዘፍቀረ እፍረድ ጨኪንኪ ነውሪ'ዩ ከምዚ ነይግበር ዘፍቀረ እፍረድ ጨኪንኪ ነውሪ'ዩ ከምዚ ነይግበር ብሕሱም ናፍቖት ተቖሪነ ርሑቕ ክዕዘር እንታይ ጌረ ንበይነይ ጠንጢንክኒ ሰላም ከይነብር ዘፍቀረ እፍረድ ጨኪንኪ ነውሪ'ዩ ከምዚ ነይግበር ዘፍቀረ እፍረድ ጨኪንኪ ነውሪ'ዩ ከምዚ ነይግበር ዘፍቀረ እፍረድ ጨኪንኪ ነውሪ'ዩ ከምዚ ነይግበር ዘፍቀረ እፍረድ ጨኪንኪ ነውሪ'ዩ ከምዚ ነይግበር ዘፍቀረ እፍረድ ጨኪንኪ ነውሪ'ዩ ከምዚ ነይግበር ዘፍቀረ እፍረድ ጨኪንኪ ነውሪ'ዩ ከምዚ ነይግበር ዘፍቀረ እፍረድ ጨኪንኪ ነውሪ'ዩ ከምዚ ነይግበር ዘፍቀረ እፍረድ ጨኪንኪ ነውሪ'ዩ ከምዚ ነይግበር ዘፍቀረ እፍረድ ጨኪንኪ ነውሪ'ዩ ከምዚ ነይግበር
Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out