Listen to Guaylana by Tedalo

Guaylana

Tedalo

Singer/Songwriter

96 Shazams

Credits

COMPOSITION & LYRICS
Tedalo Mehari Yohannes
Tedalo Mehari Yohannes
Songwriter

Lyrics

ህህህህ ጓይላ ወኒ ምስ እንዝክር ቀዳማይ ፕሪማ ኣብ ርእስና ድመጻና ነገር እንታይ ኢዩ? ጓይላ ጓይላና ብቐዳማይ ሓደ ሰብ ረኺበ ጓይላ ዘቋሽሽ ሰብ ረኺበ ኣባ... ህህ ያ! ጓይላ ያ! ጓይላ እንድያሞ እንድያሞ'ሞ እንድያሞ እንድያሞ ናዲ ሓደ ረኺበዮ ሰማዒ ሙዚቃ ህርመቱ ኣስሚዐዮ ጓይላ ቐርኒ ኣፍሪቃ ደሪቑ እንተስ ሓሪቑ ተጨኒቑ እናሰሓቐ ጥር ኢሉ ኣማሪሩ ኣስተናዒቕዎ ንጓይላና ብሕታዊ ኣብቲ ናይ ገዛና በብሓደ እናነቐፈ ፍረ ኣድሪ ኸይገደፈ እብለኒ እንታዩ'ዲ እግሩ ኾነ መናኹቡ ኣፍሺልዎ ምሉእ ልቡ እንታይ ተሪፉ ዘይዘለለ ወኒ ዓበደ ወናም'ዩ ጓይላ ዝለል ከበሮ ሒዝካ ንጠር ወናም'ዩ ጓይላ ነጸላ ዕጠቕ ዝለል ወናም'ዩ ጓይላ ሽምጥኻ ሕዝ ተወዝወዝ ወናም'ዩ ጓይላ እንድሪሪ ሪሪ ወናም'ዩ ጓይላ ወናም'ዩ ጓይላና ወናም ወናም'ወ ወናም'ዩ ጓይላና ወናም ወናም'ዩ ወናም'ዩ ጓይላና ወናም ወናም'ወ ወናም'ዩ ጓይላና ወናም ወናም (እስከ'ታ ሓደ ሓደ ሓደ ሓደ) ዋጣ ሰሚዕዎ ክራር ደጊምዎ ናይ ከበሮ ፈቲዎ ዋጣ ሰሚዕዋ ክራር ደጊምዋ ኣድኒቑ ኣይጸገበን ህርፋኑ ኣይጸፈፈን ደው ኢሉ ደው ደሪቑ ተጨኒቑ እናሰሓቐ ሓሳቡ ተሰሪቑ ኣስተማቒርዎ ንጓይላና ብሕታዊ ኣብቲ ናይ ገዛና በብሓደ እናጠቐሰ እቲ ዝበሎ እናፈረሰ ኣብ ጎነይ ደው በለ እግሩ ኾነ መናኹቡ ምስ'ቲ ወኒ እናዓኾኹ እንታይ ተሪፉ ዘይዘለለ ወኒ ዓበደ ወናም'ዩ ጓይላ ዝለል ከበሮ ሒዝካ ንጠር ወናም'ዩ ጓይላ ነጸላ ዕጠቕ ዝለል ኣታ ወናም'ዩ ጓይላ ሽምጥኻ ሕዝ ተወዝወዝ ወናም'ዩ ጓይላ እንድሪሪ ሪሪ ወናም ጓይላ (ሓዘኒ ሓዘኒ ሓዘኒ ሓዘኒ) Yo! Yo bro ሓንቲ ትኹን ትኳሕ ጓይላ ክልተ ትኹን ትኳሕ ትኳሕ ጓይላ ብቱኳሕ'ያ ጓይላ ኣቤት እነኻ ጓይላ ተቋሽሽ ኣይክሽክሽ ነብስኻ ኽትቅሽሽ ክላእ ችላ ብላሽ ክላእ ችላእ ብላሽ ነብስኻ እናደለየ እናሃረፈ ጓይላ ንስኻ "ኖ! ጓይላ ኣይፈቱን'የ" ሓዝ ክውስደካ ንዓዲ መኪና ባዕለይ ነዳዲ ሆ! ከሸግረካ ግዳ ትማሊ ኦ! ሓደ ነገር በጃኻ እዝንኻ ቆሊኻ ምጻእ ከይተዋርደኒ ኣቲኻ ምውጻእ የለን እፈልጠን'የ ኣደይ ኣመተ እንታይ? እፈልጠን'የ ኣደይ ኣመተ ድምጸን አበራብር ዝሞተ ወጋሕታ ጀሚረን ክሃርማ ከበሮ ከይተረድኣና ሰምበት ህርም ኩሉ ዘለላ ኩሉ ነገራ ኣይረኣኹን ዝበለ ደኺመ ጓይላና እንታይ? ጓይላና ጓይላና ወናም'ዩ ኹዳና ወናም ወናም'ወ ወናም'ዩ ስብራና ወናም ወናም'ዩ ወናም'ዩ ጓይላና ወናም ወናም'ወ ወናም'ዩ ጓይላና ወናም ወናም'ወ (ድሕር) ወናም ወናም ወናም'ሲ ኢዩ ወናም ወናም ወናም'ሲ ኢዩ ወናም ወናም ወናም'ሲ ኢዩ ወናም ወናም ወናም'ሲ ኢዩ ወናም ወናም ወናም'ሲ ኢዩ (ዕልል እባ ዕልል እባ 'ቲ ዕልል እንዶ በሊ) ወናም ጓይላና ወናም ወናም ጓይላና ወናም ወናም ጓይላና ወናም ወናም ጓይላና ወናም ወናም ጓይላና ወናም (ወናም እወ) ወናም ወና.ም... ኣሃሃሃ... ኣሆሆሆ...
Writer(s): Tedalo Mehari Yohannes Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out