Featured In

Credits

PERFORMING ARTISTS
Millen Hailu
Millen Hailu
Performer
COMPOSITION & LYRICS
Brhane Kiflu
Brhane Kiflu
Lyrics
PRODUCTION & ENGINEERING
Benhur Fessehaye
Benhur Fessehaye
Producer

Lyrics

ሰብ ኣይከውንን'የ ሰብ ኣይከውንን'የ ሰብ ኣይከውንን'የ ሰብ ኣይይይይይይ ልበይ ሒዝካ ዶ ኣንታ ትዋዘ ንበይነይ ኮይነ ንኽንደይ ግዜ ጽቡቓ ርኢኻ ዶ ክትዘርግ ሰላመይ ልበይ ዝለመዶ ፍቕሪ ንድዩ ሕማመይ ሰብ ኣይከውንን'የ ሰብ ኣይከውንን'የ ብዘይ ብኣኻ'ሞ ኣይከርምን'የ ብዘይ ብኣኻ'ሞ ኣይከርምን'የ ብዘይ ብኣኻ'ሞ ኣይቅንን ንዓ ለለ ኣንታ ሒለለ ንዓ ለለ ልበይ እንሃለ ንዓ ለለ ከይደ ኣይትበልየ ንዓ ለለ ከይብደልየ ሓወይ ጥዑም ኣያ ኣንታ ጥዑም ንቂ ንበይነይ ኮይነ ሞ ኣይክእሎን የ ኣይተብለኒ ሰንፈለል ከይዓብድ ሞ ከይጽለል ልበይ ፍቕሪ እንዳጸውዐ ዓይነይ ከም ኣይሂ እንዳነብዐ ጸማም ኣይትኹን እናሰምዐ ሰብ ኣይከውንን'የ ሰብ ኣይከውንን'የ ብዘይ ብኣኻ'ሞ ኣይከርምን'የ ሓወይ ጎበዛይ ሻነ ብዘይ ብኣኻስ ድነ ልበይ እናበለ ፍቕሪ ተሕጽረለይ እግሪ ይትረፍ ዶ ኮይንካ ማዕዶ ሑቕፎኻ ኳ ጋዶ ምስዚኣ ዶ ኣሃ ምስቲኣ ዶ እውይ ናብዚኣ ዶ ኣይይይ ናብቲኣ ዶ እህህህም እንተበልካ ሞ ኣነ ዝኾኖ እንተኸድካ ሞ ወይ ዝሓሞ ተስኣንኩኻ ቲ ዝዓብዶ ንበይነይ ኮይነ ከመይ ክለምዶ ሓወይ ጎበዛይ ሻነ ብዘይ ብኣኻስ ድነ ልበይ እናበለ ፍቕሪ ተሕጽረለይ እግሪ ይትረፍ ዶ ኮይንካ ማዕዶ ሑቕፎኻ ኳ ጋዶ ምስዚኣ ዶ ኣሃ ምስቲኣ ዶ እውይይ ናብዚኣ ዶ ኣይይይ ናብቲኣ ዶ እህህህም እንተበልካ ሞ ኣነ ዝኾኖ እንተ ኸድካ ም ወይ ዝሓሞ ተስኣንኩኻ ቲ ዝዓብዶ ንበይነይ ኮይነ ከመይ ክለምዶ ንበይነይ ኮይነ ከመይ ክለምዶ
Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out