Lyrics

ዎይነየ ዎይነየ ዎይነየ ኣብ ሽሕ ተመቐለ ኣታ ዝልበየ ጋል ጎይታይ ኣፍቂረ ጋል እምበይተየ ዞርሞ ዞርሞ ዓያቶ ልበየ ዞርሞ ዞርሞ ዓያቶ ልበየ ኣያኽኔ ጅግና ካብ ቀደሙ ዘየኽእሎ ብዓዱ ሰበይቱ ዓጽሚ ሓመድ ነይህብ ካብ መሬቱ ዓዶም ልመለሶም ንጸላእቱ እነዋኽኔ ጅግና ካብ ቀደመን ወላዲት'የን ኣብሲ ባሕሪ ኸብደኔ ፍቕሪ ተመሊኡ መቐነተን ፍጹም ነይፈትዋ ናይማተን ኣሓንቂቐን የዕቤናኺ ባባ ኢለንየ እንኮ ውላደን ሃብኩኺ'ቲ ሰይ ኣቤት'ወ እስክስ ክስስስስ እኖኺ ባባ ኢለን ባባ ኢለን እኖኺ ባባ ኢለን ላሎይ ባባ ኢለን እኖኺ ባባ ኢለን ሊላይ ባባ ኢለን ጸሓይ ከይወቕዓ ሒዘን ጽላለን ሕማቕ ከይረኽባ ሕልፊ ውላደን ሕልፊ ውላደን ሕልፊ ውላደን ግርማ ናይ ዓዲ ኮይና ውላደን እስክስ ክስስስስስ ቸብ ለሚን ለሚኖ ምባል ለሚደየ ስረ ኣየታትካ ነገር ለሚደየ ሃባ እንዶ በለን ምባል ለሚደየ ለሚን ለሚኖ ነገር ለሚደየ ኣትን እምበይተይ ደሓን ውዓላ ኣበይ ገዛኽኔ ኣብ ስቕላ መን ኢኻ 'ስኻ ከይብላኒየ ብዙሕየ ጌረ ገዛኽን ካብ ዝቕኒየ ሕጹየይ ዲኻ ከይብላኒየ ተበልክወን ሽሮ'ዶ ኣለቅሓኒየ ጨኒቑኒ ጨኒቑኒየ ሓንቲ ውላደንየ ስዒራትኒ ኣቤት'ወ ሰሓብ በሎ ስከ ክስክስ ክስስስስ እምበይተይ ሽሮ'ዶ ኣለቅሓና ኣትኔ ኣይወሓለይ ዲኽን ኣትኔ ሽሮ'ዶ ኣለቅሓኒ ኢለ'ዶ ክኣቱ ገዛኽን ኣትኔ እኽሊ'ዶ ኣለቅሓኒ ኣትኔ ኣይሓረስታይ ዲኽን ሊሎይ ለይለይ ለሚደኔ ለሚደኔ ለሚደኔ ሸገ ወሊደን ለሚዶሜ ለሚዶሜ ለሚዶሜ ሸገ ወሊዶም ኩሕሎየ ነይትምኖየ ኩሕሎየ ፍፁም ነይትምኖ ወርቂ ሕዛባ ድሙቕ ድባባ ኣየ ኽጽብቕ ስሩዕ ዓለባ ስድድ ድድይ ፀሓይ ከይወቅዓየ ፅላል'ዶ ዓድጉለይ 'ታ ቖልዓ መፅብዓየ ፀሓይ ከይወቅዓየ ፅላል'ዶ ዓድጉለይ 'ታ ቖልዓ መፅብዓየ 'ታ ቖልዓ መፅብዓየ 'ታ ቖልዓ መፅብዓየ ጽላል'ባ ዓድጉላ 'ታ ቖልዓ መፅብዓየ 'ታ ቖልዓ መፅብዓየ ባባ ኢለን ባባ ኢለን ባባ ኢለኔ ባባ ኢለን ባባ ኢለን ባባ ኢለን እኖኺ ባባ ኢለን ባባ ኢለን እኖኺ ባባ ኢለን ላሎይ ባባ ኢለን እኖኺ ባባ ኢለን ሊላይ ባባ ኢለን አሐንቂቐናኺየ ባባ ኢለን እኖኺ ባባ ኢለን ባባ ኢለን አሐንቂቐናኺ ባባ ኢለን ድድይ ድድ እድይ ተኻሒላ ተጣሲማ ተኻሒላ ተኻሒላ ተጣሲማ ተኻሒላ ተኻሒላ ተጣሲማ ተኻሒላ ተኻሒላ ተጣሲማ ተኻሒላ ተኻሒላየ ፕያሳ ምዓላየ ፕያሳ ተኻሒላ ተጣሲማ ተኻሒላ ተኻሒላ ተጣሲማ ተኻሒላ ተኻሒላ ተጣሲማ ተኻሒላ ተኻሒላ ተጣሲማ ተኻሒላ ተኻሒላየ ፕያሳ ምዓላየ ፕያሳ ሊላይ ፕያሳ ምዓላየ ፕያሳ ምዓላ ፕያሳ ምዓላየ ፕያሳ ምዓላ ኣቤት'ወ እስክስ ክስስስስ ኣነ በይነይ ክሓድር ንሳ ምስ ስድርኣየ ኣይኾንን ኣይኾንን ሕሰብለይ ደኣየ (ኣይኾንይ ኣይኾንይ ሕሰባሉ ደኣ'የ) ኣነ በይነይ ክሓድር ንሳ ምስ ስድርኣየ ኣይኾንይ ኣይኾንይ ሕሰባለይ ደኣየ (ኣይኾንይ ኣይኾንይ ሕሰባሉ ደኣ'የ) ኣነ በይነይ ክሓድር ንሳ ምስ ስድርኣየ ኣይኾንይ ኣይኾንይ ሕሰባለይ ደኣየ (ኣይኾንይ ኣይኾንይ ሕሰባሉ ደኣ'የ) እኖኺ ባባ ኢለን ባባ ኢለን እኖኺ ባባ ኢለን ላሎይ ባባ ኢለን እኖኺ ባባ ኢለን ሊላይ ባባ ኢለን
Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out