Lyrics

ምስ ሕልፈት ዶ ይፅብፀብንስኺ ዘሕለፍክዮ ከሰል ከዲነኪ ንእስነትኪ በሊዐዮ ቅድሜኺ ይስጥሐኒ ኣብ ምንታየይ ውዒልኪ ከም ፅሕፍቶኺ ተቐቢልክዮ የሕርር እናበልኩኺ ኣብ ዝባንኪ ደይበ ካባኺ ይነውሕ ዝበልኩ ንነብሰይ ተጋግየ መቕርበይ እኳ ዘጋገኹ ሒሊናይ ረቲዑኒ ኣብ ብርክኺ ክድፋእ ልብኺ ጎዲኤዮ ገዳኢኺ ይጎዳእ ኣዮዮዮዮዮኣዮዮዮ ላሊላላይላሊላሊላይ ከርሲ ፈቃር ከም ኣዶ እዮ ዋላ እውን እንተተበደለ ይጉሂ እምበር ኣይጭክን ፍቕረይ ሕልናኺ እኳ እንተበለ ግደፍኒ ከስተንፍስ ንብዓተይ ክኽዕዎ ኣየ... የ ኤህ እኳ ዘይበልክኒ ዓቕልኺ ንኹሉ ኪኢልዎ
Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out