Featured In

Credits

PERFORMING ARTISTS
Andit Okbay Eritrean Music
Andit Okbay Eritrean Music
Performer
COMPOSITION & LYRICS
Andit Okbay Eritrean Music
Andit Okbay Eritrean Music
Songwriter

Lyrics

ሆፕ ማመት ኢሎማ ኣደ ወሓለ ኣልማዝ ኢሎማ እቲ ዝኸበረ ሰላም ኢሎማ ብኹሉ ትድለ ኮኾብ ኢሎማ ካብ ኩለን ትልለ ማመት ኢሎማ ኣደ ወሓለ ኣልማዝ ኢሎማ እቲ ዝኸበረ ሰላም ኢሎማ ብኹሉ ትድለ ኮኾብ ኢሎማ ካብ ኩለን ትልለ ተኻኢለ'የ ፍቕሪ ሒዙኒ ኣላሽ ኢለ'የ ኣንጸርጺሩኒ ተኻኢለ'የ ፍቕሪ ሒዙኒ ኣላሽ ኢለ'የ ኣንጸርጺሩኒ እዎይ ላላላ ኣሃ ንስኺ ኔርኪ ሕሉፈይ ኣንቲ ንጹፈይ ንስኺ ጽምዋ ቦታ ቅሳነት ልበይ ንስኺ ዕምባባ ሪሓን ጽብቕቲ ዓይነይ ንስኺ ጥዕምቲ ጨና ሽታ ለሚነይ እንድዕለይ እንድዕለይ እንድዕለይ ሎሚ ይናፍቕ ኣሎ 'ቲ ልበይ ዘኪሩ ዓሚ ሰበይ ሰበይ ሃኒነይ ጥዕምቲ ጨና ይናፍቕ ኣሎ 'ቲ ልበይ ምጺ ገዛና ማመት ኢሎማ ኣደ ወሓለ ኣልማዝ ኢሎማ እቲ ዝኸበረ ሰላም ኢሎማ ብኹሉ ትድለ ኮኾብ ኢሎማ ካብ ኩለን ትልለ ማመት ኢሎማ ኣደ ወሓለ ኣልማዝ ኢሎማ እቲ ዝኸበረ ሰላም ኢሎማ ብኹሉ ትድለ ኮኾብ ኢሎማ ካብ ኩለን ትልለ ተኻኢለ'የ ፍቕሪ ሒዙኒ ኣላሽ ኢለ'የ ኣንጸርጺሩኒ ተኻኢለ'የ ፍቕሪ ሒዙኒ ኣላሽ ኢለ'የ ኣንጸርጺሩኒ እዎይ ንስኺ ዝያዳ ኹለን ጽብቕቲ ምልዖ ንስኺ ጥዕምቲ ደሃይ ኣነ ዝሰምዖ ንስኺ ኮምፖስ ህይወተይ ቀላሲት ጉዕዞ ንስኺ ልስሉስ ኣካላት ኣነ ዝሕዞ እንድዕለይ እንድዕለይ እንድዕለይ ሎሚ ይናፍቕ ኣሎ 'ቲ ልበይ ዘኪሩ ዓሚ ሰበይ ሰበይ ሃኒነይ ጥዕምቲ ጨና ይናፍቕ ኣሎ 'ቲ ልበይ ምጺ ገዛና ኣ... እዎ... ኣ... ሁ... ንስኺ ሓንቲ ሰበይ ሰበይ ናፊቕኪ ፈቃር ልበይ መስጣይ ከይወርደኪ ኣድህብሉ እንታይ ኮይኑ ተጸሊሉ ኢልኪ ከይትሓቲ ንስኺ ሓንቲ ሰበይ ሰበይ ይናፍቕ ኣሎ ፈቃር ልበይ መስጣ ኣለዎ ኣድህብሉ እንታይ ኮይኑ ተጸሊሉ ኢልኪ ከይትሓቲ እንድዕለይ እንድዕለይ እንድዕለይ ሎሚ ይናፍቕ ኣሎ 'ቲ ልበይ ዘኪሩ ዓሚ ሰበይ ሰበይ ሃኒነይ ጥዕምቲ ጨና ይናፍቕ ኣሎ 'ቲ ልበይ ምጺ ገዛና አሀይ ኣሃ... ሄ... እዎ... ሃ... ንስኺ ሓንቲ ሰበይ ሰበይ ናፊቕኪ ፈቃር ልበይ መስጣይ ከይወርደኪ ኣድህብሉ እንታይ ኮይኑ ተጸሊሉ ኢልኪ ከይትሓቲ ንስኺ ሓንቲ ሰበይ ሰበይ ይናፍቕ ኣሎ ፈቃር ልበይ መስጣ ኣለዎ ኣድህብሉ እንታይ ኮይኑ ተጸሊሉ ኢልኪ ከይትሓቲ እንድዕለይ እንድዕለይ እንድዕለይ ሎሚ ይናፍቕ ኣሎ 'ቲ ልበይ ዘኪሩ ዓሚ ሰበይ ሰበይ ሃኒነይ ጥዕምቲ ጨና ይናፍቕ ኣሎ 'ቲ ልበይ ምጺ ገዛና እንድዕለይ እንድዕለይ እንድዕለይ ሎሚ ይናፍቕ ኣሎ 'ቲ ልበይ ዘኪሩ ዓሚ ሰበይ ሰበይ ሃኒነይ ጥዕምቲ ጨና ይናፍቕ ኣሎ 'ቲ ልበይ ምጺ ገዛና
Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out