Lyrics

መሳኒተይ ፍቕረይ መሳኒተይ መሳኒተይ እወ መሳኒተይ መሳኒተይ ማንዛይ መሳኒተይ ናይ ብሕተይ ጸጋ ህያብ ስልማተይ ከይፈርስ መታን መናድቕ ፍቕርና ኣደልዲልና ንርገጽ ባይታ ቃልኪዳንና ፍቕረይ ብሩረይ ምስጢር ፍቕርና ፈጺምኪ ንጋና ከይትነግርዮ መንፊት ማይ ክዓቁር ይትረፍዶ ብጋህዲ ብሕልምኺ ውን ስጋብ ዘይረኣኽዮ ፍቕረይ ሎሚ ውን እምነት ሰሪሕኪ ፍቕረይ ምኽረይ ኣብ ልብኺ ኣእትውዮ ሚዛን ፍቕሪና ብሌላን ጉሌላን ከይዛዙ ድማ ጽንዒ ኣብ ዘለኽዮ ፍቕረይ ከቶ ኣይትገደሲ ናብ ቅናዕ ዝበሎ ይበል ናይ ፍትሕ ግና ሓያል ዩ ብዳእላ ዘይዕገት ማዕበል ጥራይ ብሽፋን ፈታዊ ሳልሳይ ከይኣቱ ኣብ ሞንጎና የ ኣቃም ኪዳና ነደልድል መትከል እምነትና ጸኒዕና መሳኒተይ ፍቕረይ መሳኒተይ መሳኒተይ ያው መሳኒተይ መሳኒተይ ማንዛይ መሳኒተይ ናይ ብሕተይ ጸጋ ህያብ ስልማተይ ከይፈርስ መታን መናድቕ ፍቕርና ኣደልዲልና ንርገጽ ባይታ ቃልኪዳንና ፍቕረይ ብሩረይ ምስጢር ፍቕርና ፈጺምኪ ን'ጋና ከይትነግርዮ መንፊት ማይ ክዓቁር ይትረፍዶ ብጋህዲ ብሕልምኺ ውን ስጋብ ዘይረኣኽዮ ፍቕረይ ሎሚ ውን እምነት ሰሪሕኪ ፍቕረይ ምኽረይ ኣብ ልብኺ ኣእትውዮ ሚዛን ፍቕሪና ብሌላን ጉሌላን ከይዛዙ ድማ ጽንዒ ኣብ ዘለኽዮ ብሂወት ስጋብ ዘለና ኣብ ምድሪ ኣብዛ ጠላም መሬት ከም ኣብርሃምን ሳራን መታን ክንከዉን ተምሳሌት ሓወልቲ ህያው ፍቕርና ኣብ ጭርሖ ልብና ሰቂልና ዮ ኣብ ሰንኮፍ ከይንረግጽ ሓደራ ብ ቤላቤለው ተዳህሊልና ኣብ ሰንኮፍ ከይንረግጽ ሓደራ ብ ቤላቤለው ተዳህሊልና ከም ኣብርሃምን ሳራን መትከል እምነትኩም ጽንዑ ድኣ እምበር ሰንሰለትኩም ህያው ንኸይስበር ፍቕረይ ፍቅሪ በይነይ ኢኺ መትከል እምነትና ንጽንዕ ድኣ እምበር ሰንሰለትና ህያው ንኸይስበር ኣብ ሰንኮፍ ከይትረግጺ ሰብ ዝበለ ይበል ብዋዛ ዘይዕገት ሓያል ዩ ፍቕራዊ ማዕበል ብናይ ቀናኣት ፍርዲ ቄናን ሚዛን ኣልቦ ኣይትታሃመሊ ኪዳንና ኣለዎ ማዕልቦ ፍቕረይ ኮኾበይ ጽሩራየ ማሕለኻ ሎ ኣብ መስርዕ ናብራየ ፍቕረይ ወርቃዊት ጽሩራየ ኣስተበህሊኺ ሓደራየ ፍቕረይ ዕንባባ ወለላየ ማሕለኻ ሎ ኣብ መስርዕ ናብራየ ኣብ ዘለኽዎ ለኽዎ ኣነ ፍቕረይ በይነይ ኣብ ዘለኽዮ ጽንዕለየ ኣብ ሰንኮፍ ከይትረግጺ ሰብ ዝበለ ይበል ብዋዛ ዘይዕገት ሓያል ዩ ፍቕራዊ ማዕበል ብናይ ቀናኣት ፍርዲ ቄናን ሚዛን ኣልቦ ኣይትታሃመሊ ኪዳንና ኣለዎ ማዕልቦ ፍቕረይ ኮኾበይ ጽሩራየ ኣስተበህሊኺ ሓደራየ ፍቕረይ ወርቃዊት ጽሩራየ ማሕለኻ ሎ ኣብ መስርዕ ናብራየ ፍቕረይ ኮኾበይ ጽሩራየ ማሕለኻ ሎ ኣብ መስርዕ ናብራየ ኣብ ዘለኽዎ ለኽዎ ኣነ ፍቕረይ በይነይ ኣብ ዘለኽዮ ጽንዕለየ ኣብ ሰንኮፍ ከይትረግጺ ሰብ ዝበለ ይበል ብዋዛ ዘይዕገት ሓያል ዩ ፍቕራዊ ማዕበል ብናይ ቀናኣት ፍርዲ ቄናን ሚዛን ኣልቦ ኣይትታሃመሊ ኪዳንና ኣለዎ ማዕልቦ
Writer(s): Danial Tamere Tekle Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out