Lyrics

እዋይ ኣንቲ ጽብቕትን ዕይንትን ኣቲ ግርህትን ጉድእትን ዝኾነ ምስ ኮነ ኣጆኺ ኣይትንብዒ ጽቡቐይ ኣሎ'ንዶ ምሳኺ ነብስኺ ናይተግድዒ ጽብቕተይ እዋይ ኣንቲ ጽብቕትን ዕይንትን ኣቲ ግርህትን ጉድእትን ዝኾነ ምስ ኮነ ኣጆኺ ኣይትንብዒ ጽቡቐይ ኣሎ'ንዶ ምሳኺ ነብስኺ ናይተግድዒ ጽብቕተይ 'ቲ ዝለገስክለይ ገለ ዓይነት ክብሪ ይሃስስ'ዶ ኢልክዮ ዘይብለል ዝኽሪ እዋይ ኣቲ ጽብቕቲ ይዝክሮ'የ ዳምዳም ዳበሉልኪ ከም ብስልቲ ወይኒ ሽጉጥ ኢልኪ ኣብ ሕቕፎይ ክጥምጠሚ እዋይ ኣቲ ጽብቕቲ ይዝክሮ'የ ዘየጣዕስ ግብርን ዘየሕፍር ዛንታ ስለ ዝወነንኩ ግን ንልዑል ጎይታ እዋይ ኣቲ ጽብቕቲ የመስግኖ'የ ንጌጋኺ ኣበር ከይብለኪ ኩራኺ 'ስከፎ ካብ ምልኣት ፍቕረይ ጽብቕተይ ዕሽር ተጎዲለ ዕሽር ተጎዲለ ጽብቕተይ ንልበይ ይነቕፎ ከም ሸዊት መሸላ ዝሕሉ በዓል ወንጭፍ እውይ ሕልው ከይውዕለኪ ጽብቕተይ ናጽነት ኸይገፍፍ ሕልው ከይውዕለኪ ጽብቕተይ ናጽነትኪ ኸይገፍፍ ሰላመይ በጃ ጌረ ሰላምኪ ኸዕቢ እሙን ክኾነልኪ እሙን ናይ ልቢ ናይ ሓይለቦይ ተገዚአ ክንድቲ ዝኽእሎ ኣበር እንዳብዛሕኪ'ሞ እዋይ ጽብቕቲ ከመይለ ኽጸሮ እዋይ ኣንቲ ጽብቕትን ዕይንትን ኣቲ ግርህትን ጉድእትን ዝኾነ ምስ ኮነ ኣጆኺ ኣይትንብዒ ጽቡቐይ ኣሎ'ንዶ ምሳኺ ነብስኺ ናይተግድዒ ጽብቕተይ 'ቲ ዝለገስክለይ ገለ ዓይነት ክብሪ ይሃስስ'ዶ ኢልክዮ ዘይብለል ዝኽሪ እዋይ ኣቲ ጽብቕቲ ይዝክሮ'የ ዳምዳም ዳበሉልኪ ከም ብስልቲ ወይኒ ሽጉጥ ኢልኪ ኣብ ሕቕፎይ ክጥምጠሚ እዋይ ኣቲ ጽብቕቲ ይዝክሮ'የ ዘየጣዕስ ግብርን ዘየሕፍር ዛንታ ስለ ዝወነንኩ ግን ንልዑል ጎይታ እዋይ ኣቲ ጽብቕቲ የመስግኖ'የ ንጌጋኺ ኣበር ከይብለኪ ኩራኺ 'ስከፎ ካብ ምልኣት ፍቕረይ ጽብቕተይ ዕሽር ተጎዲለ ዕሽር ተጎዲለ ጽብቕተይ ንልበይ ይነቕፎ ከም ሸዊት መሸላ ዝሕሉ በዓል ወንጭፍ እውይ ሕልው ከይውዕለኪ ጽብቕተይ ናጽነት ኸይገፍፍ ሕልው ከይውዕለኪ ጽብቕተይ ናጽነትኪ ኸይገፍፍ ሰላመይ በጃ ጌረ ሰላምኪ ኸዕቢ እሙን ክኾነልኪ እሙን ናይ ልቢ ናይ ሓይለቦይ ተገዚአ ክንድቲ ዝኽእሎ ኣበር እንዳብዛሕኪ'ሞ እዋይ ጽብቕቲ ከመይለ ኽጸሮ ስለዚ ጽብቕቲ ኣቲ ጽብቕቲ ብዘይ ምቅዛዝ ብዘይ ምስልቻው በዛ ዜማይ ዘክርኒ ቻው ቻው ቻው ቻው ቻው ቻው በሊ ቻው ቻው ቻው ቻው ቻው ቻው ቻው ቻው ቻው በሊ ቻው ቻው ቻው ግርማኽን ጽባቐኽን 'ታይ ይወጾ 'ታይ ይወጾ 'ታይ ይወጾ ለውሃትክን ክብርኽን ኣብሊጸ ይመርጾ ኣብሊጸ ይመርጾ እውይ እውይ እውይ እውይ እውይ ኣሄ... ግን'ሞ 'ታይ ይኹን ሞንጎ ኣበርን ሰናይን ውሽጠይ ኩናት ኮይኑ ኣብ ልበይ ተቓጺሉ ኣቲ ጽብቕቲ ጽብቕትን ዕይንትን ኣቲ ጽብቕቲ ግርህትን ጉድእትን ኣቲ ጽብቕቲ ብለውሃትኪ ትግድዒ ዝርንዛሕ ትነብዒ ፍቕርና ሞይቱ መርድእ ተተወርየ ብዕጽፍን ዓጸፋን ሰብ ክኾነልኪ'የ ኣብ ራህዋን ጸበባን ሓው ክኾነልኪ'የ ግርማኽን ጽባቐኽን 'ታይ ይወጾ 'ታይ ይወጾ 'ታይ ይወጾ ለውሃትክን ክብርኽን ኣብሊጸ ይመርጾ ኣብሊጸ ይመርጾ እውይ እውይ እውይ እውይ እውይ ኤሄ... ግን'ሞ 'ታይ ይኹን ሞንጎ ኣበር ሰናይን ውሽጠይ ኩናት ኮይኑ ኣብ ልበይ ተቓጺሉ ኣቲ ጽብቕቲ ጽብቕትን ዕይንትን ኣቲ ጽብቕቲ ግርህትን ጉድእትን ኣቲ ጽብቕቲ ብለውሃትኪ ትግድዒ ዝርንዛሕ ትነብዒ ፍቕርና ሞይቱ መርድእ ተተወርየ ብዕጽፍን ዓጸፋን ሰብ ክኾነልኪ'የ ኣብ ራህዋን ጸበባን ሓው ክኾነልኪ'የ ብዕጽፍን ዓጸፋን ሰብ ክኾነልኪ'የ ሰብ ክኾነልኪ' የ የእየ የእየ የ ሓው ክኾነኪ'የ
Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out