Lyrics

ተረሲዑ ተረሲዑ ኩሉ ኩሉ ኩሉ ረሲዓቶ ተረሲዑ በቃ ተረሲዑ ተረሲዑ በቃ 'ዋይ ኩሉ ረሲዓቶ ምምስሳል ኮይኑ ከምዛ ነፋሒቶ ኣይጸገማን ከቶ ኣይጸገማን ከቶ ኣይከበዳን ከቶ ከቶ ከቶ ዋላ እቲ ዋላ ምሳይ ዝዘረቶ ዋላ እቲ ዋላ ዝመሓለቶ ዋላ 'ሱ ዋላ ረሲዓቶ ፍሩይ ዓይና ጉልሕምሕም 'ናበለት ፍሩይ ዓይና ጉልሕምሕም 'ናበለት ክምስ ኢላ ልቢ 'ናንጠልጠለት ሳላ መልክዕ ዘለዋ ቁንጅና ኣነ እምበር ንሳ 'ታይ ስኢና እሳ እንታይ ስኢና ንሳ እንታይ ስኢና ናተይ ምስ በልክዋ ወጼላ ሓለዋ ከም መጠን ኣፍቃሪ መሰል ኣለዋ ዝመጸ ፈታዊ እውይ እውይ ብሕዛእቲ ፍቕረይ እውይ ውይ ውይ ውይ ብፍቕሪ ከይስዕሮ ጅግና ፍቕሪ ኮይነ እውይ ተኺለ ኣምባጋሮ ጋዶ ኾይኑ ጋዶ ወስ ምስ በልኩ ሕዛእተይ ክሕሉ ጋዶ ኾይኑ ጋዶ መስኪን ጎበዝ ዓይኑ ወሲደሉ ጋዶ ኾይኑ ጋዶ ሕጊ'ኸ እሞ መዓስ ኮይኑ ዋዛ ጋዶ ኾይኑ ጋዶ ሓይርኒ ኣብታ ጸባብ ገዛ ተረሲዑ በቃ ተረሲዑ ተረሲዑ በቃ 'ዋይ ኩሉ ረሲዓቶ ምምስሳል ኮይኑ ከምዛ ነፋሒቶ ኣይጸገማን ከቶ ኣይጸገማን ከቶ ኣይከበዳን ከቶ ከቶ ከቶ ዋላ እቲ ዋላ ምሳይ ዝዘረቶ ዋላ እቲ ዋላ ዝመሓለቶ ዋላ 'ሱ ዋላ ረሲዓቶ ፍሩይ ዓይና ጉልሕምሕም 'ናበለት ፍሩይ ዓይና ጉልሕምሕም 'ናበለት ክምስ ኢላ ልቢ 'ናንጠልጠለት ሳላ መልክዕ ዘለዋ ቁንጅና ኣነ እምበር ንሳ 'ታይ ስኢና እሳ እንታይ ስኢና ንሳ እንታይ ስኢና ናተይ ምስ በልክዋ ወጼላ ሓለዋ ከም መጠን ኣፍቃሪ መሰል ኣለዋ ዝመጸ ፈታዊ እውይ እውይ ብሕዛእቲ ፍቕረይ እውይ ውይ ውይ ውይ ብፍቕሪ ከይስዕሮ ጅግና ፍቕሪ ኮይነ እውይ ተኺለ ኣምባጋሮ ጋዶ ኾይኑ ጋዶ ወስ ምስ በልኩ ሕዛእተይ ክሕሉ ጋዶ ኾይኑ ጋዶ መስኪን ጎበዝ ዓይኑ ወሲደሉ ጋዶ ኾይኑ ጋዶ ሕጊ'ኸ እሞ መዓስ ኮይኑ ዋዛ ጋዶ ኾይኑ ጋዶ ሓይርኒ ኣብታ ጸባብ ገዛ ኣነ ኣብ ሸላ ሰቒለ ንስእላ ፍቕረይ እናልኩ ካዕበት ይነብዓላ ንሳ ኣብ ግዳም ምስቶም ደቂ ኣዳም ትብል ኣላ ዳምዳም ጉዳም'ዩ ጉዳም ትብል ኣላ ዳምዳም ኢሎማ ረሲዓቶ ፍቕሪ ፈለማ ኣታ ዘፍቀረሲ ኩሉ'ዩ ዓዋን ገርሂ ልበይ ኮይኑ መጻወቲ ሄዋን ኣንታ ዘፍቀረሲ ኩሉ'ዩ ዓዋን ገርሂ ልበይ ኮይኑ መጻወቲ ሄዋን ኣነ ኣብ ሸላ ሰቒለ ንስእላ ፍቕረይ እናልኩ ካዕበት ይነብዓላ ንሳ ኣብ ግዳም ምስቶም ደቂ ኣዳም ትብል ኣላ ዳምዳም ጉዳም'ዩ ጉዳም ትብል ኣላ ዳምዳም ኢሎማ ረሲዓቶ ፍቕሪ ፈለማ ኣታ ዘፍቀረሲ ኩሉ'ዩ ዓዋን ገርሂ ልበይ ኮይኑ መጻወቲ ሄዋን ኣንታ ዘፍቀረሲ ኩሉ'ዩ ዓዋን ገርሂ ልበይ ኮይኑ መጻወቲ ሄዋን
Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out