Featured In

Credits

PERFORMING ARTISTS
Feven Tsegay
Feven Tsegay
Performer
COMPOSITION & LYRICS
Yonus Ibrahim
Yonus Ibrahim
Songwriter
Tekle Tesfasghi
Tekle Tesfasghi
Songwriter

Lyrics

ፍቕርና ናይ ነዊሕ ጊዜ ኣነስ ኣይርስዖን ኢየ ትማሊ ስእልኻ ርእየ ናፊቐካ ብዙሕ በኽየ ንስኻ'ኸ ኸማይ ዲኻ ፍቕርና ረሲዕካ ዲኻ ወይስ ንኻልእ ፈቲኻ ንገረኒ ኣይትሕነኽ ኢኻ ኣሎ'ዶ ኣሎ'ዶ ጌና ፍቕሪ ናይ ክልቴና ኣሎ'ዶ ጌና ኣሎ'ዶ ጌና ፍቕሪ ናይ ክልቴና ኣሎ'ዶ ኣሎ'ዶ ጌና ፍቕሪ ናይ ክልቴና ኣሎ'ዶ ጌና ኣሎ'ዶ ጌና ፍቕሪ ናይ ክልቴና ሃሃ ንብሕተይ ርኸበኒ ቀልጢፍካ መልሲ ሃበኒ ከይገደኒ ንብዓት ዓይኒ ሞት'ውን ከይትወስደኒ እቲ ናይ ቀደም ፍቕርና ንኽምለስ እንደገና ንሰማማዕ ክልቴና ሳልሳይ ሰብ ከይሓወስና ኣሎ'ዶ ኣሎ'ዶ ጌና ፍቕሪ ናይ ክልቴና ኣሎ'ዶ ጌና ኣሎ'ዶ ጌና ፍቕሪ ናይ ክልቴና ኣሎ'ዶ ኣሎ'ዶ ጌና ፍቕሪ ናይ ክልቴና ኣሎ'ዶ ኣሎ'ዶ ጌና ፍቕሪ ናይ ክልቴና ሄ.ሄ. ብሰንሰለት ፍቕሪ ኣሲረዮ እቲ ዝብሎ ምሳኻ ሓዞ ጌና ኢኻ ናበይ ከተብሎ ጃህራ ኣይኮነን ኩሉ እትብሎ ፍቕረይ ተቐበለኒ በጃኻ ኣይተጸምወኒ ሓደራኻ ፍቕረይ ተቐበለኒ በጃኻ ኣይተጸምወኒ ሓደራኻ ገንዘብ ስድራይ ኩሉ ወዲእካዮ ድሮ ኸኣ ልበይ ጠሊምካዮ ተመለሰኒ ንዓ ኣይትኽሓዶ ድሕሪ በደል ይቕረ ልመዶ ፍቕረይ ተመለሰኒ በጃኻ ኣይተጸምወኒ ሓደራኻ ፍቕረይ ተቐበለኒ በጃኻ ኣይተጸምወኒ ሓደራኻ መዘከርታ ስእለይ ወሲድካዮ ንግዚኡ ምሳኻ ሓዞ ኣብ ዝርአ ቦታ ኣቐምጦ ንረኣዪ ኢዩ ንስኻ ኣይትርኣዮ ፍቕረይ ተመለሰኒ በጃኻ ኣይተጸምወኒ ሓደራኻ ፍቕረይ ተቐበለኒ በጃኻ ኣይተጸምወኒ ሓደራኻ ፍቕረይ ተመለሰኒ በጃኻ ኣይተጸምወኒ ሓደራኻ ፍቕረይ ተቐበለኒ በጃኻ ኣይተጸምወኒ ሓደራኻ ፍቕረይ ተመለሰኒ በጃኻ ኣይተጸምወኒ ሓደራኻ ፍቕረይ ተቐበለኒ በጃኻ ኣይተጸምወኒ ሓደራኻ
Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out