Music Video

Feven Tsegay - Chekan Ekha (Qana Susatat) - Eritrean Music 2016
Watch {trackName} music video by {artistName}

Featured In

Credits

PERFORMING ARTISTS
Feven Tsegay
Feven Tsegay
Performer
COMPOSITION & LYRICS
Yonus Ibrahim
Yonus Ibrahim
Songwriter
Haile Ghebru
Haile Ghebru
Songwriter

Lyrics

ጨካን ኢኻ ብሓቂ ብሓቂ ጨካን ኢኻ ብሓቂ ብሓቂ ኣንቢዕካዮ ልበይ ክንደይ'ከ ትደርቕ ኣድሚኻዮ ልበይ ክንደይ'ከ ትደርቕ ጨኪንካለይ ብሓቂ ብሓቂ ጨኪንካለይ ብሓቂ ብሓቂ ዘረባ ሰብ ፈጺምካ ኣይትስማዕ ኣነን ንስኻን ጥራይ ንሰማማዕ ተማኒና ዲና ፍቕረየ ተማኒና ዲና ተማኒና ዲና ፍቕረየ ገና ኸላ እዛ ንእስነትና ገና ኸላ እዛ ንእስነትና ተማኒና ዲና ፍቕረየ ተማኒና ዲና ተማኒና ዲና ፍቕረየ ገና ኸላ እዛ ንእስነትና ገና ኸላ እዛ ንእስነትና ተመርዒና ናብራ ሓዳር ከይፈጸምና ናይ ንቡር መናው ኮይንካ ረሲዕካኒ ገዲፍካኒ ንበይነይ ክሓርር ገዲፍካኒ ንበይነይ ክሓርር ኣነ እሞ ኣይመነኹን ይፈትወካ ኢየ መረዳእታ ናይ ፍቕርኻ ናፊቐካ ትማሊ ብዙሕ በኽየ ናፊቐካ ትማሊ ብዙሕ በኽየ ጨካን ኢኻ ብሓቂ ብሓቂ ጨካን ኢኻ ብሓቂ ብሓቂ ኣንቢዕካዮ ልበይ ክንደይ'ከ ትደርቕ ኣድሚኻዮ ልበይ ክንደይ'ከ ትደርቕ ጨኪንካለይ ብሓቂ ብሓቂ ጨኪንካለይ ብሓቂ ብሓቂ ዘረባ ሰብ ፈጺምካ ኣይትስማዕ ኣነን ንስኻን ጥራይ ንሰማማዕ ተማኒና ዲና ፍቕረየ ተማኒና ዲና ተማኒና ዲና ፍቕረየ ገና ኸላ እዛ ንእስነትና ገና ኸላ እዛ ንእስነትና ፍቓድካ እንተኾይኑ ፍቕርና ነሐድሶ ከምቲ ቕድም ዝነበረ ሓቢርና ናብ ሰላም ንምለሶ ሓቢርና ናብ ሰላም ንምለሶ ብህይወት እንከለና ብዓጽምን ብስጋን ተፋቒርካ ምፍልላይ በደል'ዩ ነውሪ ዓቢ ጌጋ በደል'ዩ ነውሪ ዓቢ ጌጋ ተማኒና ዲና ፍቕረየ ተማኒና ዲና ተማኒና ዲና ፍቕረየ ገና ኸላ እዛ ንእስነትና ገና ኸላ እዛ ንእስነትና ተማኒና ዲና ፍቕረየ ተማኒና ዲና ተማኒና ዲና ፍቕረየ ገና ኸላ እዛ ንእስነትና ገና ኸላ እዛ ንእስነትና
Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out