Music Video

Msaka Mzar
Watch {trackName} music video by {artistName}

Featured In

Credits

PERFORMING ARTISTS
Feven Tsegay
Feven Tsegay
Performer
COMPOSITION & LYRICS
Habtom Yemane
Habtom Yemane
Composer

Lyrics

ምሳኻ ምዛር ገዲፈዮ ምሳኻ ምዛር ኣሲርካ ፍትሕ ከይኮነኒ ናይ ጽባሕ ሓዳር ወርቃዊ ጊዜይ ኣሕሊፍካለይ ብዘይ ቁም-ነገር ትምኒትካ ካልእ እንተኾይኑ ድሌትካ ግበር ምሳኻ ምዛር ገዲፈዮ ምሳኻ ምዛር ኣሲርካ ፍትሕ ከይኮነኒ ናይ ጽባሕ ሓዳር ወርቃዊ ጊዜይ ኣሕሊፍካለይ ብዘይ ቁም-ነገር ትምኒትካ ካልእ እንተኾይኑ ድሌትካ ግበር ንኺድ ንኺድ በዚሑ'ሎ ጸወታ ኾይኑ ሕዮ ሕዮ ሃገር ጉደይ ምስ ፈለጦ ከመይለ ጽባሕ ክረኣዮ ቁንጅናይ ግርማይ ከይረገፈ ዕድለይ መታን ክጽበዮ ምሳኻ ምዛር ገዲፈዮ ሎሚ ባዕለይ ዝብድሎ ዕዳ እንድዩ ጽባሕ ዘዳቕሶ ኣብ ልበይ ጓሂ ምስ ረኸሰ ከመይ'ለ ዳሕራይ ክፍውሶ ዕድመይ'ዩ ኣብ ጊዜይ ተወጢሑ ናይ ትጽቢት ዕርደይ ምስ ጠሓሶ ክብረተይ በየን ክምለሶ ምሳኻ ምዛር ገዲፈዮ ምሳኻ ምዛር ኣሲርካ ፍትሕ ከይኮነኒ ናይ ጽባሕ ሓዳር ወርቃዊ ጊዜይ ኣሕሊፍካለይ ብዘይ ቁም-ነገር ትምኒትካ ካልእ እንተኾይኑ ድሌትካ ግበር ሰባት ምሕማይ ኣይገደፉን ዓቢዳ ከይዳ ኢሎሙኒ ንፍቕረይ ባዕለይ ዘይዛዝሞ እንታዩ እንታይ ክኾነኒ ሽግር ናይ ውሽጠይ ከይፈለጡ ስድራኻ ምእማን ኣብዮሙኒ ምሳኻ ምዛር ይትረፈኒ ንኺድ ንኺድ በዚሑ'ሎ ጸወታ ኾይኑ ሕዮ ሕዮ ሃገር ጉደይ ምስ ፈለጦ ከመይለ ጽባሕ ክረኣዮ ቁንጅናይ ግርማይ ከይረገፈ ዕድለይ መታን ክጽበዮ ምሳኻ ምዛር ገዲፈዮ ዕድለይ መታን ክጽበዮ ምሳኻ ምዛር ገዲፈዮ ዕድለይ መታን ክጽበዮ ምሳኻ ምዛር ገዲፈዮ ዕድለይ መታን ክጽበዮ ምሳኻ ምዛር ገዲፈዮ ዕድለይ መታን ክጽበዮ ምሳኻ ምዛር ገዲፈዮ ዕድለይ መታን ክጽበዮ ምሳኻ ምዛር ገዲፈዮ ዕድለይ መታን ክጽበዮ ምሳኻ ምዛር ገዲፈዮ ዕድለይ መታን ክጽበዮ ምሳኻ ምዛር ገዲፈዮ ዕድለይ መታን ክጽበዮ ምሳኻ ምዛር ገዲፈዮ
Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out