Music Video

Zeymifkar Yihayish
Watch {trackName} music video by {artistName}

Featured In

Credits

PERFORMING ARTISTS
Feven Tsegay
Feven Tsegay
Performer
COMPOSITION & LYRICS
Mulugheta Beyin
Mulugheta Beyin
Songwriter

Lyrics

ዘይምፍቃር ይሓይሽ ከም ባሕታዊ ኣብ ገዳም ካብ ሽምጠጣ ናይ ሰብ ተገሊልካ ምህዳም ክእለት ስኢነሉ ተንኮል ወዲ ኣዳም ዘይምፍቃር ይሓይሽ ከም ባሕታዊት ገዳም ዘይምፍቃር ይሓይሽ ከም ባሕታዊት ገዳም ዘይምፍቃር ይሓይሽ ከም ባሕታዊ ኣብ ገዳም ካብ ሽምጠጣ ናይ ሰብ ተገሊልካ ምህዳም ክእለት ስኢነሉ ተንኮል ወዲ ኣዳም ዘይምፍቃር ይሓይሽ ከም ባሕታዊት ገዳም ዘይምፍቃር ይሓይሽ ከም ባሕታዊት ገዳም ወዲ ሰብ ዘበለ ዘይሰርሕ ነናቱ እንታይ'ከ ገደሶ ብናይ ጎረቤቱ ሓቀኛ ኣለኻ'ዶ ተላዘብ ሕሰብ መሰረቱ እንታይ'ዩ ዝቐንእ ወዲ ሰብ መሰረቱ እንታይ'ዩ ዝቐንእ ወዲ ሰብ ክፈልጥ ዝበለ ይጓዓዝ ብፍልጠት ቅንኢ'ዶ ይደሊ'ዩ ንምዕባለ ክእለት እንተኾነ ግዳ ብፍቕሪ ዝሓርቕ ዘይኮነ ይእክብ ውርደቱ ይሰንቕ ዘይኮነ ይእክብ ውርደቱ ይሰንቕ ዘይምፍቃር ይሓይሽ ከም ባሕታዊ ኣብ ገዳም ካብ ሽምጠጣ ናይ ሰብ ተገሊልካ ምህዳም ክእለት ስኢነሉ ተንኮል ወዲ ኣዳም ዘይምፍቃር ይሓይሽ ከም ባሕታዊት ገዳም ዘይምፍቃር ይሓይሽ ከም ባሕታዊት ገዳም ካብ ኩሉ ዘሕፍር ናይቶም ዝበኣሱ ብዘረባ ቐናእ ንፍቕሪ ዘፍርሱ ንጸገም ብሓባር ክንዲ ዘባርሩ ልቢ ጸላኢኦም ጽምኡ የርውይሉ ልቢ ጸላኢኦም ጽምኡ የርውይሉ ካብ ኩሉ ዘሕፍር ናይቶም ዝበኣሱ ብዘረባ ቐናእ ንፍቕሪ ዘፍርሱ ንጸገም ብሓባር ክንዲ ዘባርሩ ልቢ ጸላኢኦም ጽምኡ የርውይሉ ልቢ ጸላኢኦም ጽምኡ የርውይሉ
Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out