Lyrics

መዓልቲ ጸሓይ ዓሪቡኒ ክደልየኪ ጠፊእክኒ ኣቐይመኪ' ድየ ርሒቕክኒ ክእረም በደለይ ንገርኒ ክእረም በደለይ ንገርኒ መዓልቲ ጸሓይ ዓሪቡኒ ክደልየኪ ጠፊእክኒ ኣቐይመኪ' ድየ ርሒቕክኒ ክእረም በደለይ ንገርኒ ክእረም በደለይ ንገርኒ እምበር ኣይትርሓቕኒ እምበር ኣይትግደፍኒ እምበር ኣይትርሓቕኒ እምበር ኣይትግደፍኒ ኣ... ይትግደፍኒ ኣይክእሎንየ ኣፍቂረ ኣይክእሎንየ ኣይጸሮንየ ኣይክእሎንየ ኣፍቂረ ኣይክእሎንየ ኣይጸሮንየ ካባኺ ተፈልየ ሰብ ኣይከውንንየ ካባኺ ተፈልየ ሰብ ኣይከውንንየ ወይዘሪት ናይ ወይዘራዝር ፍቕሪ ምግባር ምሳኺ ክምቅር ወሲነየ ምሳኺ ክነብር ኣፍቅዲ ስድራና ኽንነግር ኣፍቅዲ ስድራና ኽንነግር ወይዘሪት ናይ ወይዘራዝር ፍቕሪ ምግባር ምሳኺ ክምቅር ወሲነየ ምሳኺ ክነብር ኣፍቅዲ ስድራና ኽንነግር ኣፍቅዲ ስድራና ኽንነግር እምበር ኣይትርሓቕኒ እምበር ኣይትግደፍኒ እምበር ኣይትርሓቕኒ እምበር ኣይትግደፍኒ ኣ... ይትግደፍኒ ኣይክእሎንየ ኣፍቂረ ኣይክእሎንየ ኣይጸሮንየ ኣይክእሎንየ ኣፍቂረ ኣይክእሎንየ ኣይጸሮንየ ካባኺ ተፈልየ ሰብ ኣይከውንንየ ካባኺ ተፈልየ ሰብ ኣይከውንንየ ምሉእ ለይቲ ሗቒፈኪ ፈጺመየ እኮ ዘይመንወኪ ቀትሪ 'ውን ርእየ ዘይጸግበኪ ኣሚነየ ንዓይ ከም ዝኾንኪ ኣሚነየ ንዓይ ከም ዝኾንኪ ምሉእ ለይቲ ሗቒፈኪ ፈጺመየ እኮ ዘይመንወኪ ቀትሪ 'ውን ርእየ ዘይጸግበኪ ኣሚነየ ንዓይ ከም ዝኾንኪ ኣሚነየ ንዓይ ከም ዝኾንኪ እምበር ኣይትርሓቕኒ እምበር ኣይትግደፍኒ እምበር ኣይትርሓቕኒ እምበር ኣይትግደፍኒ ኣ... ይትግደፍኒ ኣይክእሎንየ ኣፍቂረ ኣይክእሎንየ ኣይጸሮንየ ኣይክእሎንየ ኣፍቂረ ኣይክእሎንየ ኣይጸሮንየ ካባኺ ተፈልየ ሰብ ኣይከውንንየ ካባኺ ተፈልየ ሰብ ኣይከውንንየ
Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out