Lyrics

አይከሰክን እየ አነ አይሕዘክን ብሕጊ ምፍቃር ግድን ኮይኑኒ አብልበይ (ካብ ትአርጊ) 2x አይከሰክን እየ አነ አይሕዘክን ብሕጊ ምፍቃር ግድን ኮይኑኒ አብልበይ (ካብ ትአርጊ) 2x ክንደይ ዓመት ማሲነ ሓሚመ ተደኒሰ ብዛዓባኺ ክሓስብ አይፈልጥን ሀሪሰ ንስኺዶ ታይ ጌርኪ አነ እየ ተዳህሊለ ሰአን አፍቂረ ምባል በዓለይ ነብሰይ በዲለ ክዛረብ ንመን ንመን ንመን ኢለ 2x ንመን ንመን ኢለ ንመን ኢለ ክዛረብ ንመን ንመን ንመን ኢለ 2x ንመን ንመን ኢለ ንመን ኢለ አይከሰክን እየ አነ አይሕዘክን ብሕጊ ምፍቃር ግድን ኮይኑኒ አብልበይ (ካብ ትአርጊ) 2x አይከሰክን እየ አነ አይሕዘክን ብሕጊ ምፍቃር ግድን ኮይኑኒ አብልበይ (ካብ ትአርጊ) 2x ክንደይ ዓመት ማሲነ ሓሚመ ተደኒሰ ብዛዓባኺ ክሓስብ አይፈልጥን ሀሪሰ ንስኺዶ ታይ ጌርኪ አነ እየ ተዳህሊለ ሰአን አፍቂረ ምባል በዓለይ ነብሰይ በዲለ ክዛረብ ንመን ንመን ንመን ኢለ 2x ንመን ንመን ኢለ ንመን ኢለ ክዛረብ ንመን ንመን ንመን ኢለ 2x ንመን ንመን ኢለ ንመን ኢለ
Writer(s): Elias Woldemariam, Yemane Haile Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out